(Translated by https://www.hiragana.jp/)
ዲሞክራሲ - ዊኪፐድያ፣ ናጻ ኢንሳይክሎፐድያ ናብ ትሕዝቶ ኪድ

ዲሞክራሲ

ካብ ዊኪፐድያ፣ ናጻ ኢንሳይክሎፐድያ

ዲሞክራሲ (Democracy ካብ ግሪክ ዝተወስደ ቃል) ዲሞ ማለት ህዝቢ ክኸውን ከሎ ክራሲ ድማ መንግስቲ ማለት እዩ። ህዝቢ ዝሓረዮ ምምሕዳር/ስልጣን መንግስቲ ዝምራሕ ሃገር ማለት ኢዩ ።